ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል

ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ

ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር ስፔስፊኬሽንመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ግዮን ባራኪና 500 ግራምብቑዕሪ100
2መኾስተር ፕላስቲክብቑዕሪ50
3ኦሞ 500 ግራምብቑፅሪ200
4ደረቕ ሳሙና B-29ብቑፅሪ200
5መወልወሊብቑፅሪ50
6ዓብዪ ጓንትብቑፅሪ100
7ፍሊትብቑፅሪ30
8ቪምብቑፅሪ50

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ /TN No/ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 04/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/10/2016 ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት 05/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 07/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።

➢ እቲ ንብረት ኣቑሓ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።

➢ ተወዳዲርካ ሰዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ ።

➢ እቲ ቤትፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ "

➢ ኣድራሻና ኲሓ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብማ ጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ - 44

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው እዩ ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት ይኸእል እዩ ።

ምስ ሰላምታ/