ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ

ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ ህትመት

ተ.ቁናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለዪ ቑፅሪመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋማርሂ
01ቢን ካርድብሳንጥልቁፅሪ600
02ሞዴል ሐብሳንጥልቁፅሪ600
03ሞዴል ለብሳንጥልቁፅሪ600

ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ:: ኣብዚ ፕሮፌርማ ዝግበር ጨረታ ከማስኡዝግበኦም ረቃሕታት:

❖ በቲ ዘርፌ ሕጋዊ ናይ 2016ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንገዲ ፈቃድ ዘለዎ።

❖ አዚ ፕሮፎርማ ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልገል::

❖ ናይ ግብሪ ከፋሳይነት መሰስ ቁፅሪ ዘለዎ።

❖ ናይ 2016 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ።

❖ ተጫራቲ ዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዓዚ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮስጅና ከቕርብ ዝኽእል።

❖ ተጫረቲ መወዳዳሪኹም ካብ 04/10/2016ዓ/ም ክሳብ 07/10/2016 ዓ/ም ሰነድ ብምውሳድ ብፖስታ ዓሺገኩም ክትወዳደሩ ትኽአሱ ኢኹም፡፡

❖ ፕሮፎርማ ዝዕፀወስ ዕለት 07/10/2016 ሰዓት 3:30 ቅ/ስ

❖ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሱ ሰሰት 07/10/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰ ይኸውን ፤፤

❖ ትካስ ዝሖሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሱአ ኾነ ብኸፊል አቲ ጨረታ ምስራዝ መሰስ ዝተሓለወ አዩ።

❖ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቓ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ ቑፅሪ 0344419498 ምሕታት ይካኣልዩ