ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

ቁፅሪደ/ከ/ስ/ዕ/27/16 ዓ/ም

ዕለት03/10/2016ዓ/ም

ናይ ሕትመት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ፡፡ስለዚ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ እትደልዩ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቑሓታት እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ማለት ፤

✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ናይዚ 2016 ዓም ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን እቲ ኮፒ ምሉእ ወረቐት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቕርቡን ፡፡

✓ ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ናይ 2016 ዓም ዘበን ዝተሓደሰ ብንፁር ዘቕርቡዝኸእሉ።

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ኣድራሻ ዘስፍሩ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 03/10/2016 ዓ/ም ይኸውን፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/10/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 06/10/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2፡30 እዩ፡፡

✓ ኣብዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡

ዓይነት ንብረትስፐፊኬሽን/መፍለይ ቁፅሪመለክዒበዝሒነፀላዋጋጠቕላላዋጋመብርሂ
1ፕሮተኮል መዝገብ ንፋይል መኸፈቲብሳምፕል መሰረትቁፅሪ06

መተሓሳሰቢ - ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኽእሉ እዮም።