ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ቑዕሪ፡ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ን/101/2016

ዕለት፡– 03/10/2016 ዓ/ም

ቀጥታ ክራይ መሳርሒ ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ

ንኹልኹም መቕረብቲ ክራይ መሽነሪታት

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ መሳርሕታት ተኻርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ

ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ንከቅርብ ንገልፅ

1) ፕሮጀክት ያሆደጋ-ኣራዕ
S/nዓይነት መሳርሒ መሽን/ርሕቐትን ስራሕንበዝሒ ስራሕመለክዒበዝሒ መኪናናይ ሓደ ዋጋ ምስ ቫቱ ብብርመብርሂ remark
1ኤክስካቫተር ምስ ጃክ ሃመራቖረፃ1,300ሰዓት029,000
ኤክስካቫተር ምስ ፓኬታቖረፃ1,000ሰዓት017,000
2ደዞርቖረፃ መሬትን ምምራት ምሩፅ ሓመድን1,804ሰዓት0410,000

1) ነዚ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓይነታት መሳርሒ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን እንዳቐረብኩም ሪፖርት ክትገብሩ ንሕብር፤

2) መሳርሒ መቕረብቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን(መቕረባይ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤

3) ዝተሓደሰ መንጃ ፍቓድ፣ 3ይ ወገን፣ ሊብረን መረዳእታ ምቕራብ፤

4) እተን ክራይ መሳርሒ ናብ መቐለ ዋና /ቤ/ፅ ኢ/ስ/መ/ት ወይ ናብቲ ዝተጠቐሰ ፕሮጀክት ኣትየን ፅርየተን ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወሲዱ ስራሕ ንምጅማር ቕቡል ዝገብርን ስራሕ ምስተወደአ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ዝምልስን፤

5) ቐዲሙ ዝመፀ ተወዳዳራይ ቕድሚያ ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ናብ ስራሕ ክዋፈር ይግበር፤

6) እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤