ናይ ፕርፎርማ ምልክታ
ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management Commission) ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ ነዚ ከቅርቡ ዝኸእሉ መቕረብቲ ተወዳደርቲ ንዕድም።
መተሓሳሰቢ፦ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፦
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት ምስ መግለፂኡ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|
1 | ኮምፒተር ወረቐት 80 ግ 500 ሽት ዝሕዝ Iso 900144 210*297m ብሳንፕል መሰረት | ደስጣ | 170 | ||
2 | Per black LINC 50ዝሕዝ ኣርጅናል | Pkt | 5 | ||
3 | Pen bulu LC 50ዝሕዝ ኣርጅናል | Pkt | 5 | ||
4 | ኣጀንዳ ሌዝር 2024ኦርጅናል (1ኛ ደረጃ) | Pkt | 10 | ||
5 | ማስታወሻ ንእሽተን ሲንየር ላይን128*203 mm 56Gm.70sheet | ቁፅሪ | 60 | ||
6 | ንእሽተን መዝገብ ኦርጂናልናጋ5-25 mm | ቁፅሪ | 6 | ||
7 | ማእኸላይ መዝገብ ኦርጂናል 30-40 m | ቁፅሪ | 5 | ||
8 | hp laser get print cartridge - computer ቀለም 804 ኦርጅናል | ቁፅሪ | 2 | ||
9p | taser get print cartridge - computer ቀለም 53 ል ኦርጅናል | ቁፅሪ | 3 | ||
10 | Hp laser get print cartridge for 2055 ኦርጅናል | ቁፅሪ | 10 | ||
11 | hp |aser get print cartridge for p 3015 ኦርጅናል - | ቁፅሪ | 4 | ||
12 | ፍለሽ 32 GB | ቁፅሪ | 6 | ||
13 | Kaki posta medium | ቁፅሪ | 200 | ||
14 | ፎቶ ኮፒ ቀለም 2420 | ቁፅሪ | 5 | ||
15 | ቦክስ ፋይል ቡሉ | ቁፅሪ | 50 | ||
16 | Hp |aser jet Prit carridge for P 4014 | ቁፅሪ | 2 |
1) ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ
2) ፐርፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/10/ 2016 ዓ.ም ሰዓት 11:30 ይዕፀው።
3) ተወዳዳሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ቲን ቁፅሪ፣ ምስቲ ፐርፎርማ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ኣለዎ።
4) ፐርፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 5 /10/2016 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:00
5) ሰዓራይ ዝኾነ ትካል እቲ ክሳብ ዕለት 7/10/2016 ጠቕሊሉ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል ።
6) ካብቲ ዘዳለናዮ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን
7) እዚ ፐርፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
8) እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ
ዝተሓለወ እዩ።
9) ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ0914 731134/0914022154 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።
ምስ ሰላምታ