ብሔራዊ ሓደጋ ስግኣት ስራሕ ኣመራርሓ ኮሚሽን መቐለ ፅ/ቤት

ናይ ፕርፎርማ ምልክታ

ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management Commission) ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ ነዚ ከቅርቡ ዝኽእሉ መቕረብቲ ተወዳደርቲ ንዕድም።

መተሓሳሰቢ፦ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፦

ተ.ቁዓይነት ንብረት ምስ መግለፂኡመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1እስከ ፕላስቲክ 1ይ ደረጃ ናይ ወፃኢቁፅሪ10
2ፎጣ ዓበይ 1ይ ደረጃ (መወልዊ ጠረጴዛ)ቁፅሪ40
3ቡሩሽ ናይ ሽንት ቤትቁፅሪ3
4ኦሞ 200ግራምቁፅሪ12
5|Glass cleanerቁፅሪ5
6ፈሳሲ ሳምና በዓል 5 ሊትሮቁፅሪ10
7ስኮታ መወልወሊ 1ይ ደረጃቁፅሪ15
8ኤርፍሬሽ ዝተፈላለየ ሽታ ዘለዎ 400ግ 1ይ ደረጃቁፅሪ20
9ሮቾ ኪለርቁፅሪ12
10ኣልኮል በዓል ዛፍ በዓል 1ሊትርቁፅሪ5
11ቪም ናይ ሽንትቤትቁፅሪ5
12ጓንቲ ብፅምዲ 1ደረጃቁፅሪ8
13ዲቶል በዓል 500ሚሊቁፅሪ12
14ሶፍት ዓብዬ ማምኮ ኦርጅናልቁፅሪ50

1) ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

2) ፐርፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/10/ 2016 ዓ.ም ሰዓት 11:30 ይዕፀው።

3) ተወዳዳሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ቲን ቁፅሪ፣ ምስቲ ፐርፎርማ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ኣለዎ።

4) ፐርፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 5 /10/2016 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:00

5) ሰዓራይ ዝኾነ ትካል እቲ ክሳብ ዕለት 7/10/2016 ጠቕሊሉ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል ።

6) ካብቲ ዘዳለናዮ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን

7) እዚ ፐርፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

8) እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ

ዝተሓለወ እዩ።

9) ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ0914 731134/0914022154 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

ምስ ሰላምታ