ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

ናይ መዳሊያ ፕሮፎርማ

ተ.ቑናይ ኣቑሑት ዝርዝር/Descrptionመፍለይ ቑፅሪ Specifcatlon/partመዐቀኒ Unitበዝሒ Qantityናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ወርቂ ዋንጫመመረቂ ተመሃሮቑዕሪ2
2ወርቂ መዳሊያመመረቂ ተመሃሮቑዕሪ12
3ብሪ መዳሊያመመረቂ ተመሃሮቑዕሪ10
4ነሃስ መዳሊያመመረቂ ተመሃሮቑዕሪ10

ሓበሬታ

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።

2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኸእል።

4) አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት30/9/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 5/10/ 2016 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/10/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 5/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን።