ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

ናይ ባነር ሕትመት ፕሮፎርማ

ተ.ቑናይ ኣቑሑት ዝርዝር/Descrptionመፍለይ ቑፅሪ Specifcatlon/partመዐቀኒ Unitበዝሒ Qantityናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ባነር congratulation እንግሊዝኛን ትግርኛ 2016ዓ/ም ዘለዎ1mx 3mቑዕሪ1
2ባነር congratulation እንግሊዝኛ ንትግርኛ 2016 ዓ/ም ዘይብሉ1mx 3mቑፅሪ1
3ባነር እንካዕ ዳሕና መፃኩም እንግሊዝኛን ትግርኛን1mx 3mቑፅሪ1

ሓበሬታ

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።

2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።

4) አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።

5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 30/9/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 5/10/ 2016 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/10/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 5/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኸውን።

ኣድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡