ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

ቁፅሪ 374/01/2016ዓ/ም

ዕለት 01 /10/2016ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሕን ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ አብዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ በቢ ስራሕ ዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቅረባይነትን ከምኡ ድማ ናይ ቫት ዝተመዝገበሉን ናይቀረባ ናይዚ ሰለስተ ወርሒ ወይ ናይ ማዝያ 2016 ድክሌር _ ዝገበረሉን ናይ ግብሪ | ከፋላይነት መፍለዪ | ቁፅሪ ቲን ዘለዎን ነንሕድሕዱ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ኣለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ዝሓወሰ ተመሊኡ ስልዝ ድልዝ ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር _ ኣብቲ ናይ መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ብፖስጣ ብምዕሻግ ክቐርብ ኣለዎ መሊእኻ ምቕራብ ኮነ ካብቲ ናይቲ ትካል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ እዉን የብሉን ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ዋጋ ኣብ ናይ ባዕልኻ ዋጋ መምልኢ ምቕናስ _ ኣይፍቀድን _ ተቐባልነት

3/ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ኣብ ህንፃ መሳርሒ ዝወዳደሩ ኮነ ኣብ ኤለክትሮኒክስ ዝወዳደሩ ነንሕድሕዱ 3000 ብር ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም

4/ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 01/10/2016ዓ/ምዓ/ም ክሳብ 10/10/2016ዓ/ም ሰዓት 3.00 ዘይምለስ 100 ብር እናኸፈሉ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምን ቁፅሪ ገዛ 6 ክወስዱ ይኸእሉ እዮም እቲ ጨረታ ዕለት 11/10/2016ዓ/ም ሳዓት 3.30 ተዓፅዩ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸብሉ ይኽፈት። ተጫራታይ ዝመለኦ ዋጋ ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ ን10መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

5/ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኹን ሓሳብ ንዝወፀ እስፐስፍኬሽን ኣማሊኡ ዘይተረኸበን ዘጭበርበረ ተወዳዳርን ተቕባልነት የብሉን ብተወሳኺ ካብ ዉድድር ዉድቂ ይግበር

6/ ጨረታ ሰዓራይ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ድሕሪ 3ተ ናይ ጥርዓን መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ ዉዕሊ ካብዝኣሰረሉ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብዉሽጢ 5ተናይ ስራሕ መዓልቲ እቲንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ናብ ትካልና ዘረክብ ኮይኑ በቲ ዝተጠቐሰ መዓልቲ ዉዕል እንተዘይኣሲሩን ንብረት እንተዘይ ኣቅሪቡን ዘትሓዞ መኽበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ተገይሩ ብሕግዉን ዝጥየቕ ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

7/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ካብ ጠቕላላ ዝሰዓሮ ንብረት ካብ ዝኽፈሎ ገንዘብ 10% መኽበሪ ዉዕሊ ዘትሕዝ ኮይኑ ንዘቕረቦ ንብረት ዝኸፈሎ ገንዘብ | ልዕሊ 10.000ብር እንተኾይኑ ድማ 2%ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይኸፍል ብተመሳሳሊ ካብቲ ዝርዝር በዝሒ ዝዕደግ ንብረት ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ ወይድማ 20% ክዉስኸ ወይ ክቕንስ ይኸእል እዩ

8/ ሒሳብ ኣካፋፍላ ዝምልከት እቲ ንብረት ብበዓል ሞያ ናይ ትካልና ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበን ሕጋዊ ፋኩትር ምስ ቀረበሉን ክፍሊት ይፍፀም

መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤፤

ንተወሳኺ ሓቤሬታብኣካል ወይ ብስልኪ 0914120805 / 0942659419 ምሕታት ይከኣል።