ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስተራክሽን ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምክፈቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ብሽም ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ሒሳብ ቁፅሪ 1000538910318 ኣተዊ ብምግባር ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ሐባራዊ ኮምፕሊክስ ቀዳማይ ደብሪ ቁጽሪ ቢሮ 59 ካብ 27/9/2016 ዓም  ክሳብ 11/10/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋ  ዋና ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ይክእሉ

4 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ንምድብ ሐደ ኮምፒተር ተዛመድትን 30000 : ንምድብ ክልተ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ 30000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ  ከትሕዝ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ 11/10/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ሐባራዊ ኮምፕሊክስ ቀዳማይ ደብሪ ቁጽሪ ቢሮ 59 ይክፈት

6 ተጫረቲ ወይ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም አቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተዓናቀፈን

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0342400129