ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ

ዕለት 29/09/2016 ዓ/ም_ 

ቑፅሪ/ኤ/\ሰ/\መ/ወ/ኩ/2429/ዕ/ፋ/ም 

ቁ-ፕሮፎርማ 009/2016

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ከስስ ትገራይ ንዝተፈላስቦ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ንገድ ትካላት ብምዉድዳር ዕድገት ግልጋሎት ከፍፅም ስስዝደስቦ በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘስኩም ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፦

ተ.ዝርዝር ንብረትመግለፂ /Describitionመለክዒ /Measurmentበዝሒ /Quantityናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ናይ ቢሮ ሓበሬታ ዝገልፅ ተሰቃሊ ፅሑፍ❖ ብትገርኛ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ዝብል ብባነር ዝፀሓፍ::
❖ ብእንግሊዘኛ Tigray Statistics & Vital Event Registration Agency ዝብል ብባነር ዝፀሓፍ ይኸዉን::
❖ ናይ ቤት ዕዮ ሎጎን ናይ ክልል ባንደራን ዘስዎ::
❖ ኣብ ኣርባዕቲኡ ማእዘን ቀለበት ዘስዎ
❖ 1ሜትር × ብ3ሜትር ዓቀን ዘስዎ
ብካሬ03
2መለለይ ካርሽምን ስራሕ ሓላፍነትን ዝገልፅ ብኤስትሮኒክስ
ዝስራሕ ኮይኑ ከም ናይ AIM ካርዲ ክኸዉን ይግባአ
ቑፅሪ135ብመርኣያ /Sampl/
370ለ 1➢ መጠን/Size/ A4 ዝኾነ
➢ በዓል 180 ግራም ኾይኑ ብክልተ ገፁ ዝፀሓፍ
ቑፅሪ500
470ለ➢ መጠን/Size/ A4 ዝኾነ
➢ በዓል 180 ግራም ኾይኑ ብክልተ ገፁ ዝፀሓፍ
ቑፅሪ1000

5

ስቶክ ካርድ 70ሐ➢ መጠን/Size/ A4 ዝኾነ
➢ በዓል 180 ግራም ኾይኑ ብክልተ ገፁ ዝፀሓፍ
ቑፅሪ1500

መምርሒ፦

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት TIN No ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/09/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 04/10/2016 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ካብ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ሰነድ ወሲዱ ወይም ድማ በቲ ዝተለጠፈ ዝርዝር መሰረት መሊኡ ናብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጀንሲ ምስኣተወ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 04/10/2016 ሰዓት 04:00 ተዓፅዩ ሰዓት 04:30 ድማ ይኽፈት::

➢ እቲ ግልጋሎት በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት ዝፍፀም ኾይኑ እዚ ፕሮፎርማ ዝልእ ኣካል ኣብ ግልጋሎት ብግዜ ኣንፃር ኣብ ዝሓፀረ እዋን ክፍፀም ይግበኦ። እቲ ግልጋሎት ምስተፈፀመ ዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀም ኾይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀን ሐሉ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን::

➢ እቲ ኤጀንሲ ዘቅመም ረቓሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ የፍልጥ።

➢ ሰዓራይ ትካል/ኣካል/ ዉዕሊ ድሕሪ ምእሳር እቲ ግልጋሎት ብፅሬት ክህብ ዝኸእል ይኸዉን ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዋና ቤ/ት ፅሕፈት ዝርከብ ዌዘር ህንፃ፣ ኣብ 4

ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 16 እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ'ዩ።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ፡፡