ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሞያ ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 10/2016

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ ናይ ናይ መኪና እስፔር፡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ አብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዪ ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰፈርት ክተማልኡ ትክእሉ ማለት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ብቲ ዘርፊ ዘለኩም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪን

2. አብ ናይ መንግስቲ ንምውድዳር መቅራባይነት ሰርትፊኬት ዘለኩም::

3. ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፈርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ንኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 30/09/2016 - 04/10/2016 ዓ/ም ናይ ምሸት ስዓት 11፡30 ናይ ስራሕ ስዓት አብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትክእሉ::

4. ፕሮፍርማ ዕለት 05/10/2016 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ስዓት 3፡30 ስለ ዝክፈት መፂኩም ክትሳተፋ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ::

5. ቫት ዝተመዝገብኩም ዊዝ ሆልዲንግን 2%ን ቫትን 7.5 % ኣብቲ ቢሮ ተቆሪፁ ዝተርፍ ምኻኑ ክፍለጥ ይግባእ::

6. ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::

7. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

8. እቲ ዝርዝር አቁሑ መፂእካ ምውሳድ ይከአል

ኣድራሻና ኣብ 17 ቀበሌ ዕዳጋ ብዕራይ ጥቃ እንዳገብሪኤል ቤተክርስትያን::Tel: 0342415092