ውሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፃን ኣ/ማ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ሓሸዋን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም:-

1. ተጫረትቲ በቲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ሰራሕ ንግዲ ፍቃድ ፣ናይ ቫት ተመዝገብቲ ምኻኖም መረጋገፂ ምስክር ወረቀት፣ናይግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት(TIN)፣ ካብ ወርሒ ለካቲት 2016 ክሳብ ሚያዝያ 2016 ዝቀረበ ቫት ዲክላሬሽን ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖም ምስክር ወረቀት ኮፒ ጌሮም ቅርበ

2. ተጫረትቲ 10,000.00 ( ዓሰርተ ሽሕ ብር ) ናይ ጨረታ መኸቦ ውን ባንኪ ናይ ክፍሊት መአዘዚ (cpo ) ወይም ብጥረ-ገንዘብ ብሽም ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ከትሕዙ ዝኸእሉ

3. ተጫረቲ ሓደ ኦርጀናልን ሓደ ኮፒን ዶክመንት ኣብ ዝተፋላለየ ስታ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ዓሽጎም ብምቅራብ ሙሉእ ኣድራሻ ናይ ርጅቶ ማህተም ብንፁር ብምግላፅ ከቅርቡ ኣለዎም :: ስፒኦ (cpo ) ኣብ ኦርጅናል ዶክመንት ወይ ንበይኑ ፖስታ ተዓሽጉ ምስ መወዳደሪ ዶክመንት ተተሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ::

4. ተጫረቲ ዋጋ ካብ ናይ ባዕልና ቅጥዒ : ) ወፃኢ ምምላእ ኣይካኣልን

5. ዝሰዓረ ተጫረቲ ሰዓሪ ምካ ምስ ገሮ ብቀጥታ ካብ ዝሰዓርዎ ጠቅላለ ዋጋ 10%(ዓሰርተ ፐርሰንት) ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ክፍሊት መአዘዚ(cpo ) ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7. ተወዳደርቲ ካብ ስፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን

8. ንብረት ኣብ ዓዲ 'ሓ' ናብ ዝርከብ ሳይትና ብናይ ባዕሉ ፖርትን መራገፍንመፅዓንን ሓዊሱ ከረክብ ዝክእል፡፡

9. ዝሰዓረ ተረቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ትካልና ድሌት መሰረት ብቀፃልነት ናይ ምቅራብ ዕድል ክህልዎ ከም ዝክእል ክፈልጥ ኣለዎ::

10. ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 100.00( ሓደ ሚኢቲ ብር ) ብምኸፋል ሰነድ ጨረታ ካብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ቢሮ ቁፅሪ 212 ክፍሊ ዕደጋን ፋይናንስን ምውሳድ ይኸእሉ::

11. ተጫረትቲ ኣብ ጨረታ ሰነድ ሕቶ መብርሂ ወይ መመሓየሺ እንተሃሊዎም ናይ ጨረታ መክፈቲ ቅድሚ ምብፅሑ ናብ ዕደጋን ፋይናንስን ክፍሊ ብፅሕፍ ከቅርቡ ይክእሉ እዮም።

12. ተጫረቲ ድሕሪ ሳዕን ምክፋቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንዝብል ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን/ናብ ድርጅትና ኣታዊ ይከዉን ማለት እዩ/

13. እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 30/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 05/10/2016 ዓ ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ሳፁን ዝዕፀወሉ ኣብ መወዳእታ መዓልቲ 05/10/2016 ዓ/ም ስዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረትቲ ወይ ሕጋውያን ወካላ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት::ኾይኑ ግን ተጫረትቲ ብናይ ባዕሎም ድሌት ኣብ ስነ ምኸፋት ጨረታ እንተዘይተረኺቦም ትካልና ጨረታ ሰነድ ናይ ምኸፋት መሰ እዩ፡፡

14. ትካልና ካብ ብር 10,000.00 ንልዕሊኡን ንዝግበር ናይ ንብረት ካብ ብር 3000.90 ንላዕሊ ንዝግበር ናይ ግልጋሎት ዕድጊታት 2%(with holding taxes) ትካልና ባዕሉ መቅረባይ ኣፍልጦ ክህልዎ ይግባእ

15. ዝኮነ ተጫረቲ ዘቅርቦ ዋጋ ብክልቲኡ ክከዉን ኣለዎ ማለት እዉን ብቫትን ብዘይ ቫትን ብክልቲኡ ፈላሉዩ ብግልፂ ከቅርብ ኣለዎ ብግልፂ ተፈላዩ ብክልቲኡ እንድሕር ዘይቀረበ ግን እቲ ዝቀረበ ዋጋ ቫት ከምዝሓወሰ ተገይሩ ይዉሰድ::

16. ኣድራሻና ኣብ 16 ቀበሌ ኣዳነ ሓጎሰ ህንፃ ዶ/ ማርቆስ ሆስፒታል ዝነበረ) ቀዳማይ ደብሪ ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ.

17. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬ

ብቁፅሪ ስልኪ መቐለ ዋና ቢሮ 0938000111/0967568418 ምሕታት ይኸእሉ::