መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

ምልክታ ጨረታ

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ” Galavtion Plant ፅንዓት ኣዋፃኣይነት(Investment Feasibility Study ) ብናይ ደገ ሰብ ሞያ ረቡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብመሰረት ቐሪቡ ዘሎ Terms of Refernce (TOR) መፅናዕቲ ፍቓድን ዓቕምን ዘለኩም መማኸርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒ መሰረት ንኸትወዳደሩ ትካልና ይዕድም ።

ናይ ጨረታ ረቛሒን ካታ

1. ናይ'ዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2015/2016 ዓ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ከቅርብ ዝኽእል ክኾውን ኣሎዎ።

2. ተረቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍ ምዝገባ ምስክር ወረቐትን ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝገባ ሰነድ ዝምስ ኦርጂናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ንጨረታ ሰነድ መዕደጊ 200 ብር አብ ትካልና ይናንስ መምርሒ 'ዊ ብምግባር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 06/06/2024 ክሳብ 19/06/20 .ን/ም/ፈ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ አብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ካብ ኮርፖሬት ዕደጋ መም ክረኽቡ ይኽእሉ።

3. ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፈቓድን ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ተጨማሪ እሴት ታክስ ቤት ዝምለስ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ናይቲ ስራሕ(Package) ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋጋኦም ካብ ዕለት 06/06/2024 ክሳብ 20/06/2024 ሰዓት 4:00 ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት እናቐረቡ ነዚ ጨረታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ከእ ይግባእ፡፡

4. ረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብሲፒኦ(CPO) ብር 30,000.00(ሰላሳ ሺሕ ብር ) ምስ ጨረታ ዶክመንት አተሓሒዞም ከእትዉ ይግባእ፡፡

5. እቲ ጨረታ 70% ቴክኒካል 30% ፋይናንሻል ከምዝሕሰብ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ክዕሸግ ከምእዉን ጨረታ መኽበሪ(ሲፒኦ) አብ ቴክኒካል ሰነድ ዉሽጢ ከእትዉ ይግባእ፡፡

6. ጨረታ ዕለት 20/06/2024 ዓ/ም/ፈ ድሌት ዘለዎም ተጫረቲ ወይም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይኽፈት፡፡ (ዕለት 20/06/2024 ዓ.ም.ፈ በዓል እንተኾይኑ ቐፂሉ ዘሎ ማዓልቲ ላት 21/16/20 ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኸፈት)፤ ናይ ጨረታ / ካመን ተጫረቲ ኣብ መኽፈቲ እንተዘይተረኸቡ እውን እቲ ጨረታ ዝበይ - ይኸ

7. ተጫረቲ ኣብ ናይ ካሊእ ተጫራታይ ዋጋ ተደሪኾም ዋጋ ም ዶክመንት ንሕድሕድ ገፅ ማህተምን ፊርማን ናይ ተራታይ ሳንዱቕ ዝኣተወ ፖስታ ብምለሱለይ ብምንም መልክዑ ክ

8. ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ኣብ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ አዎ ዋጋ ቫት ከምዝሓወሰ ተገይሩ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ፡፡ እንተዘይተጠቒሱ ይሕሰብ፡፡

9. ተጫረቲ እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ግዜ (Price Validity) ብግልፂ ከቐምጡ ይግባእ።

10. ተጫረቲ ኣብ ቕድመ ኩነት መሬት ዋጋ እንተመሊኦም ዘቕረብዎ ዋጋ ተቐባልነት የብሉን።

11. ተጫረቲ ስርዝ ድልዝ፣ ናይ ስልሒትን ድምርን ጌጋ እንተሃልዩ ናብ ውድድር

12. ሰዓሪ ተራቲ ምስዓሮም ምስ ተነገሮም ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩን ወዕሊ ካብ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ስራሕ ክጅምሩ ይግባእ ፤ እንተዘይኮይኑ ግና ተዝትሐዝዎ ሲፒኦ(CPO) ንትካል ኣታዊ ኮይኑ ትካል ካሊእ መማረፂ ይወስድ፡

13. ሰዓራይ ናይ ዉዕሊ መኽበሪ (Performance Guarantee) ንሰለስተ ወርሒ ናይ ጠቕላላ ዋጋ 10% ባንክ ጋራንቲ (Unconditional Bank Guarantee) ወይም ሲፒኦ(CPO)

14. ተካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ

ናብ ዋና ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ክረኽቡ ይኸእሉ ወይም ብስ.ቁ 0914708567 ወይ 0914754176 ክድዉሉ ይኸእሉ።