ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ

ምልከታ ፕሮፎርማ/shopping/

ቤት ዕ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንስ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2 ኣውላዕሎ ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቴ/ል/ገር ን ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ዓሳን /LFSDP ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ንሳን /LFSDP/ ዝተመደበልና ባጀት ናይ ህንፃ መሳርሒ method / እወዳዲርና ክንዕድግ ሰለ ዝደለና ኣብ እዚ ዘርፊ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ፕሮፎርማ ንዕድም።

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒብዝሒናይ ሓደ ዋጋ
11ቆሮ ቆሮ ባዓል 32 ጌጅ 1ይ ደረጃቁፅሪ120
2ቴንዲኖ ባል 6 /ስለራ 1ይ ደረጃቁፅሪ12

መተሓሳሳቢ

1. ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም።

2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ካርድ /ቲንናምበር/ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርድ ዘለኩምን ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓ/ም ቫት ዲክለር ዝግበርኩምን።

3. ዝተቀመጠ ሰፕሰፊኬሸን መግለፂ ወፃኢ ኣመራሂ ምቕማጥን

4. ኣብ እትልም ዋጋ ሰርዝ ደርዝ ክህሉው የብሌን እንተሃሊ ድማ ናይ በዓና ዋና ፌርማ ክፍረመሉ ይግባእ እንተዘይተገይርሉ ውድቂ ይኸውን።

5. እዚ ፕሮፎርማ ዝምልእ ተወዳዳራይ ካት ተመዝጋቢ ክውን ኣለዎ ።

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እውን እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝተፈተኹ ንተከታተለ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኾን ።

7. ሰዓራይ ተወዳዳራይ ምስ ተገለፀለ እቲ ልዕል ኢሎም ዝተገለፀ ንብረታት ብዓል ሞያ ወራቱ ምስተረጋግ - ዕድገት ንክፍፅም ምዃና ንሕብር ።

8. እህ ፎርማ እዚ ካብ ዕለት26/09/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 5/10/2016 ዓ/ም ዘሎ ግዜ መዓልቲ ከይተፈቱ ዝንእ ምዃና 400 ተዓዩ 4:30 ይከፈት፡

9. እቲ ልዕል ኢሉ ዘለው ዓብረታት ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት በቲ ስፔስፊክሽን መሰረት ሰራሕኩም ተቅርሱ ምዃንኩም ኣረጋጊኩም ዋጋ ይምል

10. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ሰዓራይ ዝኮኑ ነጋዳይ ውዕሊ ኣሲሩ ናይ መዕዓንን መራገፍን ሓዊሱ ናብ ክኣ ላዕሎ ልእ ምምና ፋይንስን ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ክገብሮ ዝክእልምካነ ንሕብር።

11. በ/ሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪ ከይዱ ውድድር የሮማ ብሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምሰራ መሰል ሕሎ ምዃኑ ንሕብር ።

ዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914165013