ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ንዝተፈላስቦ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ንግድ ትካላት ብምድዳር ዕድጊት ግልጋሎት ክፍፅም ስስዝደለየ በዚ ዘርፌ ሕጋዊ ንገድ ፍቃድ ዘስኩም ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፦

ተ.ዝርዝር ንብረትመግለፂ /Describitionመለክዒ /Measurmentበዝሒ /Quantityናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ናይ ቢሮ ሓበሬታ ዝገልፅ ተሰቃሊ ፅሑፍ❖ ብትገርኛ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ዝብል ብባነር ዝፀሓፍ::
❖ ብእንግሊዘኛ Tigray Statistics & Vital Event Registration Agency ዝብል ብባነር ዝፀሓፍ ይኸዉን::
❖ ናይ ቤት ዕዮ ሎጎን ናይ ክልል ባንደራን ዘስዎ::
❖ ኣብ ኣርባዕቲኡ ማእዘን ቀለበት ዘስዎ
❖ 1ሜትር × ብ3ሜትር ዓቀን ዘስዎ
ብካሬ03
2መለለይ ካርሽምን ስራሕ ሓላፍነትን ዝገልፅ ብኤስትሮኒክስ
ዝስራሕ ኮይኑ ከም ናይ AIM ካርዲ ክኸዉን ይግባአ
ቑፅሪ135ብመርኣያ /Sampl/

መምርሒ፦

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት II No ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/09/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 04/10/2016 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ካብ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ሰነድ ወሲዱ ወይም ድማ በቲ ዝተለጠፈ ዝርዝር መሰረት መሊኡ ናብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጀንሲ ምስኣተወ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 04/10/2016 ሰዓት 04:00 ተዓፅዩ ሰዓት 04:30 ድማ ይኽፈት::

➢ እቲ ግልጋሎት በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት ዝፍፀም ኾይኑ እዚ ፕሮፎርማ ዝመልእ ኣካል ኣብ ግልጋሎት ብግዜ ኣንፃር ኣብ ዝሓፀረ እዋን ክፍፀም ይግበኦ። እቲ ግልጋሎት ምስተፈፀመ

ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀም ኾይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀን ሐሉ ድማ ን7 መዓልቲ

ይኸዉን::

➢ እቲ ኤጀንሲ ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ የፍልጥ።

➢ ሰዓራይ ትካል/ኣካል/ ዉዕሊ ድሕሪ ምእሳር እቲ ግልጋሎት ብፅሬት ክህብ ዝኸእል ይኸዉን ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዋና ቤ/ት ፅሕፈት ዝርከብ ዌዘር ህንፃ፣ ኣብ 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 16 እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ 'ዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።