ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ከ/ስ/ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ሕትመት ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ተ.ቁዓይነት ንብርትዝርዝር መግለፂመዓቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብረሂ
1ሞደል 70ለ200 ገፀጥራዝ03
2ሞደል 70ሐቁፅሪ1000
3ቢን ካርድቁፅሪ500
4ሞደል 7ዐለ1200 ገፀ ዝሕዝጥራዝ02
5ሞደል 70200 ገፀ ዝሕዝጥራዝ02
6Base mapቁፅሪ01
7Land useቁፅሪ01
8Building heightቁፅሪ01
9Road networkቁፅሪ01
10ቅጥዒ 001ብሳምፕልቁፅሪ128000

ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውንቲን(Tin Number) ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. ተወዳደርቲእቲንብረትቅድሚምምላኦም ኣብ ዝተባሃለ ግዜ ከቅርብ ከም ዝኽእል ክፈልጥ አለዎ፡፡

4. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያን መፅዓኒን መራገፍን ናብ ቤት መዛጋጃ ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ሰነድ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክም ዎቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹምክ ተቕርቡ ይክእሉ እዮም ፡፡

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/09/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕብ ይኽእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ይኸፈት፡፡

8. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀበልነት የብሉን።

9. አድራሻና አብ ጎኒ እንዳ ማርያም ቤተክርስትያን ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር 3ይ ፎቅ እዩ