ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ዕደጋ ሓሙስ

ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ዝወዳደረሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ዘቅርብ

ሰነድ መዐደጊ 100 ቅርሺ

ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉÂ 28 መጋቢት 2008 ዓም ክሳብ 12 ሚያዝያ 2008 ዓም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ይፀንሕ

ሰነድ ጨረታ መረከቢ ግዜ 12 ሚያዝያ ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትርን ሓደ ማእከል ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 4

መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ዘቅርብ

ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስናይ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምካኑ ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347730013 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል