ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 18/16

ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክ/ትግራይ ብናይ ዩኤን ኤፍፕኤ በጀት ናይ ትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሓትም ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 28/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 03/10/2016 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ ፡፡

2. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 03/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

5. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ

ዝተሓለወ እዩ.

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድድን

7. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክኸውን ኣለዎ ቫት የወስኽ ምባል ተቐባልነት የብሉን

8. ሰዓራይ ትካል ኣብ ከተማታት መቐለ ውቅሮ ዓዲግራት ኣክሱም፡ሽረ ዓብዪዓዲ የጭላን ማይጨውን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካለኦት ነቲ ስራሕ ዘድልዩ ወፃኢታትን ሸፊኑ ሰሪሑ ከረክብ ኣለዎ።

9. ሰዓራይ ዝፍለ ኣብ ቢል ቦርድ ብጠቅላላ ድምር ይኸውን

10. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

➢ ንዝበለፀ ሓቤሬታ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ሞባይል ቁፅሪ 0914766863 ወይ 0914785869 ደዊልካ ምሕታት ይከአል

➢ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0914785469 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ