ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2016 ዓም በቲ ዘፈር ተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ወረቀት ምስክር ክተቅርቡ እትክእሉን

4 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ክተቅርቡ እትክእሉን

5 ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን

6 መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን አድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ዓሪፍዎ ክተቅርቡ እትክእሉ

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ አብ  ከምፕሊክስ ህንፃ ዝርከብ  ኤጀንሲ ምምሕደር  መካየዲ  ትግበራ መሬት ክልል ትግራይ ዳይሬክትሪት ዕድጋ  ፋይናስ ምምሕዳር ንብረትን ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ ክፍሊ 228 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 23 /9/2016 ዓም ክሳብ 8/10/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ዋጋ መሊእኩም ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣታዊ ክትገብሩ አለኩም

8 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ናይ ሕትመት 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ/ :  ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ/ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

9  እቲ ጨረታ ዕለት 8/10/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ልክዕ በቲ ዕለት ሰዓተ4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቢሮ መሬት ማዕድንን ክልል ትግራይ  ዕድጋ ፋይናስ ምምሕዳር ንብረትን ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ ክፍሊ 228 ይክፈት

10 ጨረታ ሰዓርቲ ምኮንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ መከበሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲታት ስራሕ ዉዕሊ እትኣስሩ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ንመሳርሒ ፅሐፈት ኣብ ዉሽጠ 10 መዓልቲ ንሕትመት ድማ  አብ ዉሽጢ 15 መዓልቲንብረት ክተረክቡ አለኩም

11 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0342405423