ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ

1 ተጫረቲ ስም ፊርማን ኣድራሻ ማህተምን ኣብ ዝወዳደርሉ ነብስ ወከፍ ሰነድ ከዕርፉ አለዎም

2 ተወዳደርቲ ዝሐተደሰ ፈቃድ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኖምን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳበ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅረቡ አለዎም

3 መከበሪ ጨረታ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ንከምፖተራትን ተዘመድቲ ኣቅሑትን 5000 ቅርሺ : ንኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን 1500 ቅርሺ : ሕትመትን 1500 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነዱቅ ጨረታ ካብ 23/9/2016 ዓም ክሳብ 7/10/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 7/10/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ወረዳ ኢሮፕ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ሆስፒታል ዶሃን ከተማ ዶሃን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 እቲ ቤተ ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914589113