ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 በቲ ፍቃድ ንሱ ዝተሐደሰ ናይ 2016 ዓም ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ክምእዉን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

3 አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክትኮኑ ይግባእ

4 በቢ ሰለስተ ወርሒ ኣታዊ ዝገበርክምሉ ወይ ናይ ሐደ ወርሒ ኣታዊ ዝገበርክምሉ ክሳብ መጋቢት 30/2016 ዓም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዛ ሰነድ ጨረታ ካብ 21/9/2016 ዓም ክሳብ 11/10/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ  ኣብ ዘሎ ግዘ ሰነድ ጨረታ ተሸይጡ ይዉዳእ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዐሸገሉን ዝክፈተሉን  12/10/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ዘሎ ኮይኑ ዝተሸጠ  ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ተፋላለዩ ተዓሺጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ዕቀባ ንብረት እቲ ወረዳ ዝረከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክትገብሩ እትክእሉ

6 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ማለት እዉን 12/10/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 5:30 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 መከበሪ ጨረታ ንመሸጢ ሰነድን ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ረቆሒታት ተቀሚጡ ይርከብ

8 ካልኣተ ኣድለይቲ ዝበሃሉ ሐበሬታትን ብዝበለፀ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ረቆሒታት ተቀሚጡ ስለ ዘሎ ካብኡ ኣንቢብኩም ምርዳእ ትክእሉ ኢኩም

9 ሰዓርቲ ጨረታ መቅረብቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መፅዓንን መራገፍን መጎዓዝያ ወፃኢ ሸፊንኩም ኣብ ከተማ ሰመማ ናብ ዝርከብ እቲ ቤት ፅሕፈት አብ ዉሽጢ 12 መዓለቲ ክተቅርቡ እትክእሉ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914376030 /0920862685 /0914854851