ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ናይዚ ዘበን ዝሐተደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ እዉን ከቅርብ ዝክእል : ዝተሐደሰ ሰርተፊኬት መቅረባይነት : ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓመ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ካብ ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ 21/9/2016 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስ ኢሉድማ ኣቅሑት ቢሮነ ገዛን ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስ ዕድጊት 30000 / ሳለሳ ሽሕ ቅርሺ /: ንኣቅሑት ቢሮነ ገዛን 20000 / ዒስራን ሽሕ ቅርሺ / ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/9/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ማለት እዉን 30/9/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም በዘይ ምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህልዉን እዩ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡ ይግባእ ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ዋና ቅድሕ ኢሉ ብዝረአ ቀለም ክፀሓፎ አለዎ

6 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

7 ኣድራሻ ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝርከብ ቤት ዕዩ እዩ

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914767875 /   0914414232 /

9 እቲ ጨረታ ዝዕፀወን ዝክፈተሉን ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዕለት ዝክፈት ይከዉን

10 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ወይ እወን ንፁር እንተዘይኮይኑ እነተሊዎ ተቀባለነት የብሉን

11 እቲ ቤት ዕዩ 20 ሚእተዊ ካብ ነብሰወ ወከፈ ነፀላ ኣቅሓ ክዉስክ ወይ ናይ ምንካል መሰል ከምዝለዎ ተጫረቲ ክፈልጡ አለዎም

12 ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ብዘይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኑ ብግልፂ ከመልክቱ አለዎም እንተዘይኮይኑ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከም ዝተመለአ ተገይሩ ዝዉሰድ ይከዉን

13 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ትካልና ዘምፅእ ምካኑ ክፈለጥ አለዎ

14 ሰዓራይ ትካል ካብ ዝሰዓሮ ሐፈሻዊ ዋጋ 10 ሚእታዎ መከብሪ ዉዕሊ ክትሕዝ አለዎ

15 ዝሰዓረ ትካል ናይቲ ንብረት ዉሕስና ናይ ምእሳር ግዴታ ከምዘለዎ ክስማማዕ ዝክእል