ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

ቑፅሪ ቃላ/ 01 /03 /271/16/

ዕለት 21/09/2016 ዓ.ም

ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ስቴንስል፤ ቀለምን ፍላሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተደላይ ረቃሒታት ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቀርብ ዝክእል።

➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ክትሕዙ አለዎም።

➢ ቫት ወይ IOI ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሎ መረዳእታ ናይ መጋቢት ወርሒ 2016 ዓ/ም  ዲክላራስዮን ከቅርብ ዝክእል።

➢ ናይ 2016 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ

➢ ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

➢ ነቲ ፕሮፎርማ ሲዒርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕርብ ዝክእል።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምኻኑ ወይ ዘይምኻኑ ይሕብሩልና እንተዘይሓቢሮም ምስ ቫቱ ከምዝተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።

➢ ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።

➢ እቲ ፕሮፎርማ ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኸን ይክእል እዩ።

➢ ቤት ት/ቲና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/2016 ዓ.ም ክሳብ 26/09/2016ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ታዓዕዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ቃላሚኖ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ይክፈት::

NB:- ንዝበለፀ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0979102743 /0914035641/ ደዊሎም ምሕታት ይክእል እዮ።