ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ

ምልክታ ፕሮፎርማ 07/2016

ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/09/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ ምምሕዳር ኮለጅና ብምውሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 26/09/2016ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1White board markerብሳምፕል መሰረትጋዜት20
2UHU1 ደረጃ 35 ሚሊቁፅሪ100
3ፍለሽ 32-GBRuggusቁፅሪ10
4Printer cartiledge hp laserjet pro 40459 A Originalቁፅሪ10
5Printer cartiledge hp laserjet pro 40226 A Originalቁፅሪ04
6Copier toner OriginalKrucera taskalfa 5002ቁፅሪ04
7ቦርሳ ናይ ላፕቶፕPower + (ዋተር T-5) Envasቁፅሪ03

ተተሓሒዞም ክቐርቡ ዝግበኦም መረዳእታታት

✓ ዝተሓደሰ ምስ ዘቕርብዎ ንብረት ዝተተሓሓዘ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ፎቶኮፒ

✓ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለዪ ቁፅሪ ገቲን/ መረዳእታ ፎቶኮፒ፣ ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ሰዓሪ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ 2' መዓልቲ ከረክቡ ይግባእ፡፡

✓ ክፍሊት ዝፍፀም እቲ ንብረት ብዝምልከቶ ኣካል ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበ ኣታዊ ምስተገበረ ይኸውን

✓ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 7' ማዓልቲ ስራሕ ይኸዉን

✓ እዚፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ብሕጊ ዘገድድ ምዃኑ ፈሊጦም ዋጋ ክትመልኡ ይግባእ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 21/09/2016ዓ/ም ዝወዳደሩለ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፣፣

✓ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ ኣብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይፍፀም

✓ ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 34 99 54 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡