ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ

1 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ 15/9/2016 ዓም ክሳብ 29/9/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዝተዳለወ ንነብስወከፍ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ንነብስወከፍ ሰነድ በበይኑ ምስ መረዳእታ ዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዘዳለዉናዩ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ

2 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ነጋዶ በቲ ዘፈር ንግዲ ሕጋዊ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ሐደ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ሐደ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ሐደ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገባይ ዝኮነ ተጫራታይ ዘቅርቦ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሕወሰ ወይ ዝሐወሰ ዘይምኮኑ ተዘይተመላኪቱ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሐዊሱ ከምዝመለአ ከምዝቁፀር ምኮኑ አሚኑ ዝመልእ

6 ናይ 2016 ዓም ግብሪ ከፊልኩም ዝሐደስኩም ምስ ሐደ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

7 ቅድም ጨረታ ምከፋቱ ናይ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ሐደ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለራስዩን ወይ ፊዴራል በዓል መዚ መንግስታዊ ዕደጋ ንብረትን ዘዳለዎ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ ዝተነፀረ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

8 መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት 5000 ቅርሺ ኣስሪሑ ዘቅርብ

9 ሰነድ ጨረታ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ማህቶም ዝዓረፎን ፊርማ ዝዓረፎ ናይ ባዕል ዋና ዘለዎ ምካኑ አረጋገፂ ዘቅርብ

10 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ዕለት 29/9/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 29/9/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን

11 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ዓብይ ዓዲ ሆስፒታል ፋይናንስን ምምሕዳርን ክፍሊ ኮይኑ ተጫረቲ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ዝክፈተ ኮይኑ ዘድሊ መረዳእታ ከከብርን አማሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ዘይተረከበ ተወዳዳራይ ከም ዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዝሰዓሮ ከቅርብን ይግደድ

12 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ