ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

ዕለት 19/09/2016ዓ/ም

ቁፅሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/26/16 ዓ/ም

ናይ ሕትመት ስራሕቲ ግልጋሎት ንምሕታም ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ሕትመት ስራሕቲ ግልጋሎት ንምሕታም ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ስለዚ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ/ እትደልዩ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቑሓታት እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ማለት '

✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ናይዚ 2016 ዓም ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን እቲ ኮፒ ምሉእ ወረቐት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቕርቡን ፡

✓ ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ናይ 2016ዓም ዘበን ዝተሓደሰ ብንፁር ዘቕርቡዝኸእሉ።

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ኣድራሻ ዘስፍሩ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 19/09/2016 ዓ/ም ይኸውን፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/09/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 22/09/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2፡30 እዩ፡፡

✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂይግበር ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒነፀላዋጋጠቕላላዋጋመብርሂ
1ንመፅሄት ዝኸውን ሽፋንA4 ብኸልቲኡ ዝዕ ዝሕትም ከለር ወረቀት230

መተሓሳሰቢ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኽእሉ እዮም።