ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ

1 ናይ ዘበኑ ዝግበኦም ግብሪ ከፊሎም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሱ ምካኖምን መረጋገፂ ዋና ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎምን ወረቀት ምስክር ዋና ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 በቲ ዘፈር ኣብ መቅረባይነት ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለተ እዉን ቫት ዝኮኑ ናይ ዝሐለፉ ሰለሰተ ተከታተልቲ አዋርሕ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫራታይ ንዝሰዓሮም ቀወምቲ ኣቅሑት ዉሕስና ክህብ ዝክእል

6 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዉሕስና ንነብስወከፈ ምድብ ሎት ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብሽም ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ናብ ዝፍለጥ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 10000539673727 አታዊ ገይሮም ናይ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 መጠን ገንዘብ ዉሕስና ባንኪ ጨረታ ዝምልከት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ምድብ 2 ካልኦት ኣቅሑት 3000 ቅርሺ : ምድብ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ምድብ 4 መለወዋጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን እስፔር ፓርት 3500 ቅርሺ ይከዉን ተጫረቲ ንዝሰዓርዎም ንብረታት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ወፃኢ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናብ ዝርከብ ናብ ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ከቅርቡ ዝክእሉ

8 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ዝዓድግዋ ዋናን ቅዳሕን ሰነድ መሊኦም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ማለት እዉን ፖስታ ብምግባር እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/9/2016 ዓም ክሳብ 26/9/2016 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ተከታተልቲ መዓልቲታትነዚ ተባሃሊ ብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ሰነድ ጨረታ ንነብስከወፍ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናብ ዝርከብ ናብ ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ሳልሳይ ደብሪ ምዉሳድ ይከኣል

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ብዝደለወ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብምምላእ ናት ትካል ማሕተም ፊርማን ኣድራሻን ሽምን ከምእዉን ስልኪ ቁፅሪ ኣብ ፖስታ ዓሺጉም ከቅርቡ ይክእሉ

12 እዚ ጨረታ ኣብ መብለ 11 መዓልቲ ንጉሆ 27/9/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓሽጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914218508 / 0914203348