ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓብዮ ዓዲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2016 ዓም ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ንህንፃ መሳርሒ : ንኤሌትሪክ ዲፓርትምነት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

1 ሰለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ዝርዝር ናይቲ ኣቅሑት ዝሐዘ ሰነድ ዘይመለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀሪብኩም ካብ ዕለት 14/9/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 28/9/2016 ዓም እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

1 ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተመዝገበሉ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ቅዳሕ ምቅራብ ግድን ይከዉን

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ወረቀት ምስክር ቅዳሕ መዳራእታ ከቅርብ አለዎ

4 ናይ 2016 ዓም ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ቅዳሕ መረዳእታ ዘለዎ

5 ናይቲ ጨረታ መክበሪ 6000 ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 እቲ ጨረታ ቫት ሓዊሱ ማለት እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ሐዊሱ ክመልእ አለዎ

7 ናይ ወርሒ መጋቢት ወይድማ ሚያዚያ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዝከፈለሉ ከቅርብ ዝክእል

8 ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሮም ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብ ዓዲ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ብምዉሳድ ብክልተ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነኒበይኑ ናብቲ ሰነድ ጨረታ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይክእሉ

9 እቲ ዝተዳለወ ሳፁን ክሳብ ዕለት 28/9/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ክፍቲ ኮይኑ ይፀንሕ

10 እቲ ዝተዳለወ ሳፅን ዕለት 28/9/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀዉ

11 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብ ዓዲ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ዕለት 28/9/2016 ዓም ሰዓት 8:35 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 ተጫራታይ ይኩን ሕጋዊ ወኪል በዘይ ምርካቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ዝእግዶ ምክኒያት የለን

13 ዘሸነፈ ተጫታይ ንዘሸነፈ ኣቅሑት መጎዓዓዚ ይኩን መፅዓንን መራገፍን በዓሉ ይሽፍን

14 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754759 / 0914754360 / 0948445204