ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት

ስለዚ ነዚ ዝወፀ ጨረታ ንክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ኣብ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ፣ መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ፣Â ወርሓዊ ቫት ሪፖርትÂ ማለት ዉን ተወሳኪ እሴት ታክስÂ ፣መቅረባይነትÂ ሰርትፍኬትÂ ማለት ዉን ምስክር ወረቀትÂ 2008 ዓም ዘማላእኩም ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ዘይምለስÂ 20 ቅርሺ ናከፈልኩም እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ማለት እዉንÂ ዕለት 23 መጋቢትÂ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 10 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 6 ፡00 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲ ግራት ክፍሊ ቁፅሪ 6 ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም

እቲ ጨረታ 10 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲ ግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉ ይክፈት

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0344450607 Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣል