ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓብዮ ዓዲ

ቑፅሪ 122ዓ/ዕ/ፋ/ን/ም/ር/16

ዕለት14/09/2016 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮለጅ ን2016 ዓ/ም ቀወምቲ ንብረትን ሃለቅቲ ንብረት ንህንፃ መሳርሒ፣ንኤሌትሪክ ዲፓርትመንትን ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ናብ ትካልና ብምቅራብ ዝርዝር ናይቲ ኣቑሑት ዝሓዘ ሰነድ ብር 100/ሚኢቲ/ ዘይምለስ ብምክፋል ካብ ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮለጅ ዕ/ፋ/ን/ም/ር ቀሪቡኩም ካብ ዕለት14/09/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/09/2016 ዓ/ም ሰነድ እናመፃእኹም ክትወስዱ ከም እትኽእሉ እናገለፅና ተጨራታይ እዞም ቀፂሎም ዘለው ነጥቢታት ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ከማልእ ይግባእ ፡፡

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝተሃደሰ ኮፒ ብምቅራብ

2. ዝተመዝገበሉ መለለይ ቁፅሪ /Tin/ ኮፒ ብምቅራብ ፡፡

3. ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ /ቫት/ ምስክር ወረቐት ኮፒ ብምቅራብ፡፡

4. ናይ 2016 ዓ/ም መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ኮፒ ብምቅራብ፡፡

5. ናይቲ ጨረታ መክበሪ 6,000 ብር /ሽድሽተሽሕ ብር/ CPO ክትሕዝ ዝኸእል

6. ቫት ሓዊሱ ክመልእ አለዎ ።

7. ናይ ወርሒ መጋቢት(ሚያዝያ) ዴክላረሽን

ዝክፈለሉ ከቕርብ ኣለዎ።

8. ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብ ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮለጅ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብምውሳድ ብክልተ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ናብቲ ሰነድ ጨረታ መእተዊ ዝተዳለወ ሳፅን የእቱ፡፡

9. እቲ ዝተዳለወ ሳዕን ክሳብ ዕለት 28/09/16 ዓ/ም ሰዓት 8፡30ናይ ድሕሪ ሰዓት ክፍቲ ኮይኑይፀንሕ ፡፡

10. እቲ ዝተዳለወ ሳዕን ዕለት 28 /09/2016ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕሸግ።

11. ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮለጅ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዕለት

28 /09/2016ዓ/ም ሰዓት 8፡35 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ ፣ ኣብ ዘይተረኸብሉ እውን እቲናይ ጨረታ ፖስታ ከም ዝኸፈት ፡

12. ዘሸነፈ ተጫራታይ ንዘሸነፈሎም ኣቁሑት መጓዓዓዚ ኾነ መፅዓንን መራገፍን ባዕሉ ይሽፍን /ናብ ዓ/ዓዲቴክኒክን ሙያን ኮለጅ የርክብ፡፡

13. ተጨራታይ እቲ ጨረታ ኣሺንፍካ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ውዕል ብምእሳር ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ

ተከታተልቲ መዓልቲ ንብረት የቅርብ፡፡

14. ብውዕሉ መሰረት ብእዋኑ ንዘይኣቅረበ ኣቁሑት በቲ ናይ ጨረታ ደንቢ መሰረት ኣብ መዓልቲ 1/1000 ብር ይቅፃዕ ፡፡

15. ዝኮነ ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዋጋ ኣብቲ ዝወሰዶ ዝተዳለወ ባዶ ሰነድ ጨረታ ብትክክል ኣቀሚጡ ክወዳደር ኣለዎ ካብኡ ወፃኢ ብካሊእ ሰነድ ዘቅርብ እቲ ምስራቤት ኣይቅበሎን ውድቂ ይኸውን፡

16. ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ኣይፍቀድን ኣድላይ ኣብ ዝኮነሉ ድማ ኣብመብርሂ ይመልእ

17. ኣብ ዘቅርቦ ናይ ጨረታ ሰነድ ስሙ ፌርሙኡን ኣድራሽኡን ማህተም ናይቲ መቅረባይ(ድርጅት) ብትክክል ከቅምጥ ኣለዎ ፡፡

18. ንምንባብ ኣፀጋሚ ዝኾነ ፊደል ወይ ኣሃዝ ዘቐመጠ ብቀጥታ ካብቲ ጨረታ ትስረዝ፡፡

19. እቲ ትካል ኣብ ሓደ አይተም 20%ምውሳክን ምቅናስን ይክእል እዩ፡፡

20. እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

21. ንዝበለፀሓበሬታብስልኪቁፅሪ0914754759/0914754360/0948445204/ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ኢኹም፡፡