ቤት ፅሐፈት ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሐፈት ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ (Tigray Emergency Response) ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ድረጅኡን ዕሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ምሽላ ባሕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ ነዚ ከቅርቡ ዝኽእሉ መቕረብቲ ተወዳደርቲ ንዕድም።

ተ.ቁዓይነትመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ምሸላ ባሕሪ(ዕፍን)ኩንታል25,000

መተሓሳሰቢ፦ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፦

1. ተወዳዳሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ቲን ቁፅሪ፣ ምስቲ ጨረታ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ኣለዎ ።

2. ተወደደርቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/09/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ሰነድ ጨረታ (ብነፃ) ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 380 ምውሳድ ዝካኣል ኮይኑ ዕለት 20/10/2016 ዓ/ም ስዓት 4:00 ተዓሽጉ ብተመሳሰሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝርከብሉ ይኽፈት፣እተዘይተረኪቦም ጨረታ ንምኽፋት ኣይተዓናቐፍን ።

3. ተወደደርቲ ዝወሰድዎ ጨረታ ሰነድ ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሽገ ኣርጅናልን ሓደ ፎቶ ኮፒን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 380 ኣብ ዝረከብ ናይ ጨረታ

ሳንዱቅ ከእትዉ ኣለዎም ።

4. መክበሪ ጨረታ ብር 500,000 ብሲፒኦ ከቅርቡ ኣለዎም።

5.ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳደሪ ትከል /መቅረበይ / ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀመሩ ኣብ

ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላለ ዋጋ 10% ውዕሊ መኸበሪ ብምትሓዝ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል ። እንዘይኣሲሩ ግን መኽበሪ ጨረታ ይውረስ።

6. ዝሰዓረ ትካል /መቕረባይ/ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10ተ መዓልቲ ጠቅሊሉ ከቅርብ ዝኽእል ዝኽእል።

7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8. ሰዓራይ ትካል /መቅረባይ/ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀመሩ - ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ መኽበሪ ጨረታ ይወርስ።