ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ አይስቲ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡

ተ.ቁዝርዝር ግልጋሎትSpecificationመዓቀኒበዝሒነዋጋመብርሂ
1Multi meterናይ ሕድሕድ ክግዝኡ ዝተደለየ ናዉቲ መግለፂ ስፔሲፊኬሸን ምስ እዚ ተታሓሒዙ ቀሪቡ ኣሎቑፅሪ01
2Upsቑፅሪ02
3External hard diskቑፅሪ03
4Hard Disk Enclosure /case/ቑፅሪ03
5New Adjustable Soldering Iron 60Wቑፅሪ02
6New Gordak 952 Hot Air Gun and soldering Stationቑፅሪ01

መተሓሳሰቢ

➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም

➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሎ TIN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል ::

➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 16/09/2016 ሰዓት 11:25 ድ/ቀትሪ

ክተቕርቡ ትኽእሉ

➢ ኣብ ስቶርኩም ዘየለ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቐድን ፡፡

➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 2*ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝኸእል ::

➢ ቢሮ ካብ ዘዳለዎ ሽምን መፍለይ ቑፅርን ወፃኢ ፂሒፉ ዝተረከበ ተወዳዳራይ ተቀባልነት

የብሉን ::

➢ እቱ ንብረት ብናይ ቢሮና በዓል ሞያ ምሰ አረጋገፆ ቅብል እዮ ምስበለ ኣታዊ ይከውን

➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ፡፡

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል፣ አካል ጉድኣት ቢሮ 5ይ ደብሪ ቑፅሪ 18