ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ 02

ኮሚሽን ኢንቭስትማንት ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝጥቐመለን ፔጆ ና ያሪስ ተሽካርካሪ ግልጋሎት ዝውዕል መላዋወጢ ኣቑሑ መኪና ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካንዙይ ንታሕቲ እተማልኡ ተጭእረቲ ክትሳተፉ ንሕብር።

1/ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ናይ ዘመኑ ዘሐደሰ።

2/ ናይ ግብሪ ኸፋሊመለለይ ቑፅሪ TIN NO ዘለዎ።

3/ ናይ መቅረብቲ ዘርዝር ምዃኑ ዝተሓደሰ ሰርቲፊኬት ዘቕር

4/ ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኑ አብ ዝመለኦ ዋጋ ምስ ሻቱ ሓዊሱ ክመልእ አልዎ።

5/ ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ዝኾነሉካብ ዕለት 13/9/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/9/2016 ዓ/ም ሰዓት11፡00 ይዕፀው።ዕለት17/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም

ብዘለዎ ይኸፈት።ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ አይተኣጏጏልን።

6/ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ

መሰሉ ሕልው እዩ።

7/ ሰንድ ጨረታ አብ ማርዳ ሕንፃ ትሕቲ ፕላኔት ሆቴል ደብሪ ቑፅሪ 6 ካብ ዝርከብ ቤት ዕዮና ምርካብ ይካአል።

አጠቓላሊ ውዕሊ

አነ በዓል ትካል ነዚ ዝተዋዳደርኩ ሰዓራይ እንተኾይነ ነቲ ኮሚሽን ብዘይ ምጉልእላእ ብግኡ ከርክብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዐ እለኹ።

ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0962664026/0914741697 ምሕታት ይካአል።