ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ቑፅሪ (Ret.No) ዕ/ን/ከ/መ-ሓጉ- 

ዕለት (Date) 13 / 09 /2016 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትምምሕዳር መጋዓዝያከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፔር ፓርት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ሪጋዝርዝር ዓይነት ንብረትድሌት መግለፂመለከዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ ዋጋሞዴል
1ዋይፕርብቁፅሪ02
2ባትሪ60AMብቁፅሪ01
3ጎማ205/50R16ብቁፅሪ04

ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት

1/ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ድማ ከተሓሕዝ ዝኸእል ፡፡

2/ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/09/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/09/2016 ዓ/ምዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 03፡30 ይኸፈት ፡፡

3/ ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ።

4/ ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ትርጉም ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስ ተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡

5/ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ።

7/ ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡

8/ ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ፡፡