ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቑፅሪ ዕክንም 424/2-3/1/01

ዕስት- 12/09/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ- 69

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መስተንገዶ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ለወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ አንተኾይኖም ናይ ቫት

· ዝተመዝገብሱ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሹ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ

ብምትሕሓዝ ዘሲእኩም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት ካብ ዕስት 12/09/16 ዓ.ም ክሳብ 14/09/2016ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይገባሽ፡፡

ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 15/09/2016ዓ/ም ስዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. አቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ብናይ ባዕስ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ ለሰዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርከቡትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ከትመስሉ ይገባሽ ሳዓራዴ

ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስሽላ ተሓታቲ

ይኸውን

5. ኣብ ዘዴዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር

ንዝደስ ሓበረታ ብለካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካሽል

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሱ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓልቲ መዓልትታት ጥራሕ ይኸን

7. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ገምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅኩም ሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ሩይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሱስ ብሙሉእ ምስራዝ መሰስ

ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዲዴ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን

ብሙሉእ ወይ ብኽሩስ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስበ እዩ፡፡

TULAY