ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

ዕለት 9/ 09/16 ዓ/ም

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን_08 /2016ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 እዞም ዝስዕቡ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መምረሒ ተጫረቲ

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምኮይኖም ናይዚዘበን ግብሪ ከፊሎምንግዲ ፍቃዶም ዘሕደሱ

2. ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲንናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡

4. ብውዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም ፡፡

5. ተጫራታይ ቢሮ ካብ ዘውፅኦ ዝርዝር መግለፂ ወፃኢ ምቕራብ /ምውፃእ/ ኣይኽእልን ።

6. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ኣብ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ማህተሞምን ፣ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም ፡፡

7. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 10' መዓልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

8. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝወፀሉ ካብ ዕለት 9 / 9/16ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/09/16ዓ/ም ይኸውን፡

9. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/9 /16ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9 ፡ 00 ይኸውን፡፡

10. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

11. ኣድራሻ ጥቃ ደብረዳሞ ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ቀበሌ 19

12. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ቤት ዕዮን መቅረባይን ሕጋዊ ውዕሊ ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-405093 ይደውሉ ፡፡