ሂወት እርሻ መካናይዜሽን ሃ/ዝ/ው/ማህበር

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ፡ ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መኾኒ ዘጣየሾ ፋብሪካ መቐነባበሪ ቐለብ እንስሳት እታወት ዝኸዉን ዕፉን፣ ፍሩስካን ፍሩስኬሎን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ተ/ቁዓይነት እታወትመዐቀኒበዝሒ
1ዕፉን፣ኩ/ል100
2ፍሩስካንኩ/ል1000
3ፍሩስኬሎንኩ/ል200

እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቸንታት

. ተጫራታይ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

. ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ መዓልቲ ገዚኡ ከቕርብ ዝኽእል

. ናብ ትካልና ዝቐርብ እታወት ኣቀዲሙ ብሳምፕል መልክዕ ብምቅራብ ናይ ትካልና ናይ እታወት ፅሬት መዐቀኒ ከማልእ ዝኽእል

. ተወዳዳራይ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ብር 100 (ሓደ ምኢቲ) ከፊሉ ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋኹም ብምምላእ ኣድለይቲ ዶክሜንት ብምክታት ናብቲ ዝተዳለወ ሳዕን ፀረታ የእቱ

. ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ገይሩ ፋብሪካና ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ኸተማ መኾኒ ከቕርብ ዝኽእል

. ዘቕረቦም እታወታት ኣቀዲሙ ሳምፕል ብዘርአዮ መዐቀኒ መሰረት ናይ ፅሬት ጉድለት ዘለዎ እንተቕሪቡ ብናይ ባዕሉ ወፃእታት ተመላሲ ይግበር።

. እዚ ምልክታ ካብ ዕለት 03/09/2016ዓ/ም ክሳዕ 12/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይፀንሕ።

. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 12/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ/ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ሂወት ሕርሻ መካናዜሽን ከባቢ ዓዲ ሓቂ ጎኒ ሮማናት ክልኒክ ዘሎ ቤ/ፅሕፈትና ይኽፈት።

. ተካልና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ወይ ብኸፋል ናይ

ምስ ሰላምታ