ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

ቑዕሪወ/እ/ 02 /157/2016ዓ/ም 

ዕለት 30 / 08 /2016ዓ/ም

ምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ን ቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ል ወረዳ እንደርታ (መ/ሕ/ስ/ማሕበር) ዝውዕል ብCalm-P4R ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ – ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሪጋዓይነት ንብረትስፐስፊክሽንመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርመብርሂ
1ጠረዼዛ ባዓል 3 ተስሓቢ ሓደ ገፁ150ሳሜ ወረዲ*70ሳሜ ጎኒ*80ሳሜ ቁመት ኮይኑ ብሳብፕል መሰረትቁፅሪ12
2.ደረቅ ወንበርብሳንፕል መሰረትቁፅሪ12

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ንግድ ፍቓድ ፣መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን II Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ፡፡

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 30/08/16ዓ/ም እስካብ ዕለት 06/09/2016 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 06/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ድማ ይኸፈት፡፡

➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምኻና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ::

➢ ኣድራሻና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/እንደርታ

ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ኮይኑ ከከም ኣድላይነቱ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ቤት ፅሕፈት ይክእል እዮ።