ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንመኪና መቐያየሪ ንብረት/ስፔር ፓርት/ ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕውዕ ፦በዚ መሰረት ዘድሊ ዓይነት ንብረትን ስፔስፍኬሽንን ዝምልከት ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ፦

በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎዝግባእ

1/ በቢ ስራሕ ዘርፉ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉን ከምኡ ድማ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ኮፒ ከቕርቡ አለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ኣብ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ብምምላእ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ኣማሊኡ ከቅርብ ኣለዎ ዝርዝር ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ፋይናንስን ምም/ር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 6 ምውሳድ ይካኣል እዩ

3/ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 02/09/2016 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ዕለት 05/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይኽፈት ድሕሪ ፕሮፎርማ ምኽፋቱ/ምዕፃው /ዝመፅእ ተቐባልነት የብሉን ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን7 መዓልቲ ይኸውን ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ዘቕርቦ ስፔር ፓርት ብባዓል ሞያ ምስ ተረጋገፀ ንቕበል ምዃና

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስ ተነገሮ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ምስ ኣረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምዃኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ መስራቤትና ኣብ በዝሒንብረት 20% ክዉስኽ ወይ ክቅንስ ዝኽእል ምዃኑ

6/ መስራቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7/ ንተወሳኺሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0342408918 /0913740315/0914689374 ደዊልካ ምሕታት

ይክኣል

(ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ//

ኣድራሻና፦ መቐለ 09 እንዳተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን በሪ ፊት ንፊት ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ንርከብ