ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ/ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ን2ይ ግዜ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተቁዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ዝርዝር መግለፂመለክዒበሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
Supply cable,wire & conduit (material quality approved by the engineer)as per the sample
1# Supply SWITCHES Richenal (ሪቺናል)having Socket one side or Equivalent.pcs06
2Diameter 16 mm PVC conduit.Flexible BMET or Equivalentpcs20
3ናይ ኤሌክተሪክ ጎሮሮml08
4ስቓጥላ6*104ሜpcs12
5Wire 2.5 mm2ELCIWEDY or  Equivalentብጥቕላል03
6Panel RectangularLED 36 Wpcs06

መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ። ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::


እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 30/08/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 02/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተኣፅዩ ዕለት 02/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ - 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ሳምፕል ከቕርብ ዝኽእል ኣብ ስቶር ዘለዎ

ክከውን ኣለዎ::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል ::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት

0፹ፋክስ ኢመይልመቐለ ትግራይ ኢትዮጵያ

251-03-44-40-02-22251-03-44-40-88-30tigrayhealth@telecom.net.et

Mekele, Tigray, Ethiopia

Jure'