አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

ምድብ Â 1Â ፅሕፈት መሳርሒ

ምድብ Â 2Â አቁሑት ቢሮ

ምድብÂ 3Â Â ኤለክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

1 ናይ 2007 ግብሪ ዝምልከተኩም ከፊልኩም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መቕረባይነት አተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትክእሉ ዘይምለከተኩም ድማ ናየ 2007 ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቝፅሪ /TIN/ ሰርቲፊኬት ክትቅርቡ እትክእሉ

3 ቫት/VAT/ ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬትን ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓ/ም ዴክሌር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ እትቅርቡ

4 ልዕሊ 5000 ዝኮነ ዋጋ እንተስዒርኩም Â ተወሳኪ እሴት ታክስ እንቅንስ ምካና ክትፈልጡ አለኩም

4 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ በዓልኩም መጓዓዝያ ናብ አብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ናይ አካዳሚ መኽዘን ክትቕርቡ እትክእሉ

5 መወዳደሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክዓርፎ ይግባእ

6 ተጫረቲ ዘይምለስ 30.00 /ሰላሳ ብር/ እናኸፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ጉጅለ ዕደጋ ኣብ ዓይደር ቀበሌ 03 ቢዝነስ ኮሌጀ ዝነበረ አካዳሚ ቢሮ ቁፅሪ 6 ካብ ዕለት 21/07/2008 ዓ/ም ክሳብ 06/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ንጉሆ እናመፃኩም ክትወስዱ እትክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ንኽሎም ምድብ ማዕረ ነፍሲ ወከፎም 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር / ብሽም ኣካዳሚና ብCPO ከተትሕዙ እትክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 06/08/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ አብ ቤት ዕደጋን ፋይናንስን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተጫርቲ ዘድሊ ኩሉ እንተማሊኦም ብዘየለዉሉ እዉን ከምዝክፈት

9 ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ምኳኑ ናይ ጨረታ ዉፅኢት ምስተፈለጠ ክሳብ 20% ናይቲ ንብረት ክዉስክን ክቅንስን ይኽእል እዩ

10 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 034 440 1989 ወይም ብሞቁፅሪ 0914176478 ደዊልካ ምሕታት ዝክአል ምኳኑ ንሕብር