ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ማይ ፀብሪ

1 በቲ ዘፍር ግብሪ መንግስቲ ዝከፈልኩምን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩምን ቅዳሕ ገይርኩም ተቅርቡ

2 ናይ ግብሪ መፍለይ ቲን ናምበር ምስክር ወረቀት ዘለኩም ቅዳሕ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

3 ናይ 2016 ዓም ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ቅዳሕ ገይርኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ኣብ ናዉቲ ፅሕፈት : ኣብ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ንትወዳደሩ ናይ ቫት ማለት እዉን ተወሳኪ እሴታ ታክስ ተመዝገብቲ ንዝኮንኩም ናይ ወርሒመጋቢት 2016 ዓም ቫት  ዲክለሪሽን ዝከፈልኩም ምካንኩም ቅዳሕ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ ኣብዚ ጨረታ ድማ ንናዉቲ ፅሬት ቫት ምዝገባ ኣይሐትትን

5 ናይ ኩሉ ዝተተሐዘ ረቆሒ መረዳእታ ቅዳሕ መጫረቲ ሰነድ ብፖስታ ዓሺግኩም ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ዝምለስ ናይ ተደለይቲ ረቆሒታት ዋና ደኩምንት ክተቅረቡ እትክእሉ

7 ተወዳደረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ  : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታት 15000 ቅርሺ  : ንፅሬት ኣቅሑትን  3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኢ ክተትሕዙ እትክእሉ

8 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 24/8/2016 ዓም ጀሚርኩም 100 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ማይ ፀብሪ ኣብ እናዳባጉና ካብ ዝርከብ ቀፅሪ አራ እንዳመፃእኩም ብምዉሳድ ናይ ዋጋ ዝርዝር መሊእኩም አብቲ ስራሕ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ምእታዉ ትክእሉ

ዝተማለአ መጫረተ ሰነድ ዋና ብፖስታ ዓሺግኩም ናብ ዝተዳለወሉ መቀበሊ ሳንዱቅ አታዊ ክትገብሩ እትክእሉ

8 ናይ ተደለይቲ መወዳደሪ ረቆሒታት ዋና መረዳእታ ኣድላይ ኮይኑ እንተተረኪቡ ኣብ ዝተሐተተክምል ግዘ ክተቅርቡ እትክእሉ

9 ተጫረቲ ካብ ዕለት 24/8/2016 ዓም ክሳብ 9/9/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ረፋድ ኣብ ዘሎ መዓልቲታት ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝከፈተሉ ድማ 9/9/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ረፋድ ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ 21 ተከታተልቲ መዓልቲታት ይከዉን

11 ተዓዋቲ ተወዳደርቲ ድሕሪ ምስዓሮም ካብ ዝሰዓረዎ ድምር ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊመከበሪ ብስፒኦ ብምትሓዝ ኣብ ዉሽጢ 3  ዉዕሊ ክኣስሩ አለዎም

12 ተወዳደሪ ንዝሰዓሮ ንብረት ፅሬት በዘለዎን ብስፐስፊኬሽንን መሰረት ንከቅርብ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእልን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ተጠቀሚ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከከምኩነታት ኣብ ከተማ ማይ ፀብሪ ወይድማ ዳባ ጎና ዓዲ ገብሩ ዝረከብ ቤት ፅሕፈት ኣራ ግቢ ከቅርብ ዝክእል

13 ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ኣብ ነብስ ወከፈ ነፀላ አቅሓ ክሳብ 70 ሚእታዊ ናይ መዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14  ቤት ፅሕፈትና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914776027 / 0938199816