ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ

1  ሕጋዊ ዝኮነ ነቲ ዘርፊ ዝገልፅ ፈቃድ ዘለኩም  : ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ፋይናንስ መቅረባይነት ዘለኩም :  ናይ2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም :

2 ሕጋዊ ዝኮነ ቅብሊት ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ምስክር ወረቀት ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5  ቅዳሕ መረዳእታ ብምሓዝ ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዋና መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ኣብ እዋን ጨረታ በቢዘርፉ ንሕድሕድ ጨረታ መተኣማማኒ ዝከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ቼክ ማለት ድማ ስፒኦ 5000 ቅርሺ ክተትሕዙ ትክእሉ

7 እቲ ንብረት ምስዓርኩም ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ኣብ ዉሽጢ ዝሓፀረ መዓልቲ ናብ ቤት መዘጋጃ ክፍሊ ዕድጋ ንብረት መፂእኩም ብባዕልኩም ወይ ብሕጋዊ ወኪልኩም ክተረክቡ እትክእሉ

8 ሰዓራይ ምካንኩም ምስተፈለጠ ድሕሪ ናይ ቅረታ ግዜ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ እትክእሉ

9 ኣብ ዉሽጢ ዉዕሊ ምእሳር ካብ ዘሸነፍክምዉ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ዋጋ ስፒኦ ወይድማ ቼክ 10 ሚእታዊ መክበሪ ዉዕሊ ክተትሕዙ ትክእሉ

10 ካብቲ ዝተቀመጠ መዓልቲ ወይ ድማ ገደብ እንተሓሊፎም/እንተሓሊፈን ኣብ ዉሽጢ 1 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ  ዝሰዓርዎ ዋጋ  ክቅፅዑ ምካንም ናይ ማቅፃዕቲ መጠን ካብ ዝሽፍኖ ልዕሊ 10 ሚእታዊ ተኮይኑ ዉዕሊ ፈፃሚ ኣካል ዉዕሊ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

11 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብናይ ኢትዩጰያ ብር 150 ብምከፋል ካብ ከተማ ሸራሮ ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕደራን ከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

12 ሰነድ ጨረታ ካብ 19/8/2016 ዓም ክሳብ 3/9/2016 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕደራን አብ ካልኣይ ድበሪ ዕዳጋ ክፍሊ ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ

13 ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 5/9/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ረፋድ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 4:30 ይከዉን

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0932037840  / 0914778526 /0914778338