ደም ባንኪ ዓዲግራት

1 ናይ ተሽከርክርቲ መለዋወጠ ኣቅሑት : ሕትመትን : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ግልፂ ጨረታ ይከዉን

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነተ ሰርተፊኬት ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ቫት ምዝገባ ከቅርብ ዝክእል

2 ንናይ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ኣብ ዓዲግራት ደም ባንኪ ግልጋሎት ካብ ዕለት 18/8/2016 ዓም ናብ ዕደጋ ክፍሊ እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል

3  ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ዓዲግራት ደም ባንኪ ግልጋሎት ዕለት 2/9/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ኮይኑ ተጫረቲ  ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይከዉን

4 ዝምለስ ናይ ሕድሕድሕ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና ቢድ ቦንድ 500 ጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ናይ ጨረታ ደኩመንት ብፖስታ ዝተዓሸገ ኦርጅናልን ቅዳሕን ብንፁር ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ መሊእኩምን ክሳብ ዕለት 2/9/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ዝክእል

6 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ድሕሪ ናይ ሰለስተ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዘለዎ ናይ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 09526866975 0911710282