ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሐዉዜን

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓውዜን ኣብ ዓመት 2016ዓ\ም ንናይ ቤት ፅሕፍት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓውዜን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቑሑት ብግልፂጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ከም እትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ።

1. ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2016ዓ\ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ

2. ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ 300 ብር ዝክፍል

3. ሰነድ ዝሽየጠሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት18\08\2016ዓ\ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት

02\092016ዓ\ም ንተከታታሊ 15 መዓልትታት ይከዉን።

4. ምልክታ ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ ድማ ዕለት 0209\2016 ዓ\ም ስዓት 8፡00 እዩ።

5. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣብ 10 መዓልቲ ተጫራታይ ወይ ድማ ሕጋዊ

ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት02\09\2016 ዓ\ም ስዓት 8፡30 ይከውን።

6. ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጭረታ ምክፋቱ 10,000(ዓስርተ ሽሕ)ምስ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ የእቱ ።

7. ኣብ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ስም፣ፌርማን ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድ ሕድ ገፅ ጨረታ ክግበሮ ኣለዎ::

8. ሰዓራይ ምስተፈለየ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ውዕሊ መክበሪ ብስፒኦ ዘትሕዝ።

9. ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ደብዳቤ ካብ ዝፈለጠሉ (ዝተፅሓፈሉ) ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10ተ መዓልቲ

ዝሰዐሮ ንብረት አታዊ እንተዘይገይሩ ዘትሓዞ ዉዕሊ መክበሪ ብር ተወሪሱ ብሕጊ ይሕተት

10. ኣብዚጨረታዝኮነተጨራታይኮነኢሉነቲ ጨረታ ዘዛብዕወይክዓከዛብዕዝሙክርዘትሕዞመክበሪጨረታተወሪሱ ብመምርሒ ዕደጋ ብሄ/ክ/መ/ት ቀፅሪ 5/2016 ብዝእዝዞ መሰረት ናብ ሕጊ ቀሪቡ ተሓታታይ ይከዉን።

መተሓሳሰቢ፦

ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥ ምኳኑ ንሕብር