ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሐዉዜን

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓውዜን ኣብ ዓመት 2016 ዓ\ም ንናይ ቤት ፅሕፍት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓውዜን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ከም እትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ።

1. ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2016ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ

2. ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ 300 ብር ዝክፍል

3. ሰነድ ዝሽየጠሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 15\08\2016ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 02\0 2016ዓ\ም ንተከታታሊ 15 መዓልትታትይከዉን።

4. ምልክታ ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ ድማ ዕለት 02\09\2016 ዓ\ም ስዓት 8፡00 እዩ።

5. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣብ 15 መዓልቲ ተጫራታይ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 02\09 2016 ዓ\ም ስዓት 8፡30 ይከውን።

6. ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጭ ረታ ምክፋቱ 5,000( ሓምሽተ ሽሕ) ምስ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ የእቱ ።

7. ኣብ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ስም፣ፌርማን ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድ ሕድ ገፅ ጨረታ ክግበሮ ኣለዎ::

8. ሰዓራይ ምስተፈለየ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ውዕሊ መክበሪ ብስፒኦ/ብጥረ ገንዘብ/ ዘትሕዝ።

9. ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ደብዳቤ ካብ ዝፈለጠሉ (ዝተፅሓፈሉ) ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10ተ መዓልቲ

ዝሰዐሮ ንብረት አታዊ እንተዘይገይሩ ዘትሓዞ ዉዕሊ መክበሪ ብር ተወሪሱ ብሕጊ ይሕተት

10. ኣብዚ ጨረታ ዝኮነ ተጨራታይ ኮነ ኢሉ ነቲ ጨረታ ዘዛብዕ ወይ ክዓ ከዛብዕ ዝሙክር ዘትሕዞ መክበሪ ጨረታተወሪሱ ብመምርሒ ዕደጋ ብሄ/ክ/መ/ት ቀፅሪ 5/2016 ብዝእዝዞ መሰረት ናብ ሕጊ ቀሪቡ

ተሓታታይ ይከዉን፡

መተሓሳሰቢ፦

ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥ ምኳኑ ንሕብር ።