ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ

1 ናይዚ ዘበን ግበሪ ዝከፈልኩምን በቲ ዘፈረ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ቅዳሕ ምስ ዋነኡ ክተቅር ቡ እትክእሉ

2 ናይ ነጋዳይ መፍለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ናይ ምቅረባይነተ ወረቀት ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ከተቅርቡ እትክእሉ

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ መረዳእታ እዋናዊ ሒሳበ ዘፍለጥክምሉ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ከተቅርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 15/8/2016 ከሳብ 29/6/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ዘይምለስ 200 እናከፈለኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ምዉሳድ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ 25000 / ዒስራን ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / በናክ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገነዘብ ቅድሚ ጨረታ ምከፋቱ ከትሕዙ ይግባእ

6 ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ዝረከብ ኮይኑ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ እዋን ጀሚሩ ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

7 ሳነዱቅ ጨረታ 30/8/2016 ዓም ሰዓተ 4:00 ተዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይክፈት

8 እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን ስርዝ ድልዝ እንትሃልዎ ፊርማ ባዕል ዋና ክዓርፎ ይግባእ

9 ተመዝገበቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ እትመለእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን ይግባእ

10 ኣበቲ ዝተመለ ዋጋ ብዛዕባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይተገለፀ እንተኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝተመለአ ተሓሳቢ ይግበር

11 ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ እቲ ሰነድ ማሕተምን ፊርማን ናይቲ ትካል ክግበሩ ይግባእ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኮቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሳርዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914616737 /  0962574631