ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ፕሮጀክት ፕሮፖዛል ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ

ስለዝኾነ'ዉን ኣብ ዙ ዓዉዲ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ሰብ ሞያ ክትጫረቱ ትደልዩ ድርጅት ( ዉልቀ-ሰብ ) ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቐ/ወያነ ህንፃ ብሎክ ረ /E/ 2 ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ -217 ኣብ ዝርከብ ናይ ማሕበርና ቢሮ ካብ ዕለት 14-08-2016 ዓ.ም – 19-08-2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ጊዜ እናመፃእኹም ክትወስዱን መሊእኹም ክተቕርቡን ንዕድም ፡፡