ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

1 ናይዚ ዘበን ግበሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግበሪ ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ናይ ሰለስተ ወርሒ ዲክለር ዝገበርሉ ዘቅርብ

2 ኣብ ልዕሊኡ ናይ ማይ ኮዕቲ ፈቃድ ዘለዎ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕድጋ ክፍሊ ቀዳምይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 14/8/2016 ዓም ክሳብ 23/8/2016 ዓም ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 23/8/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ቤት ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ቀበሌ  03 ትሕቲ ዓይደር ምምሕዳር

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0914755845